Over ons (ብዛዕባና)
ትካልና ኣብ 2020 ዝተመስረተ ኮይኑ ከምቲ ስሙ ዝሕብሮ ኩሉ ዓይነት ናይ ሓበሻ ካብ መግብን ዝስተን ክሳብ ኣልባሳትን ባህላዊ ኣቕሓን ዘካተተ እዩ።
ኣብትካልና ብኣካል ብምብጻሕ ብንህቦ ኣጎልጉለት ተካፈልቲ ክትኮኑ መርሓባ ንብለኩም።
ንዝያዳ ተወሳኪ ሓበረታ ብዛዕባና ክትፈልጡ ምስ ትደልዩ ኣብዛ contact ትብል ሞልጎም ብምጽቓጥ ብቀጥታ ይደዉሉ።

Maak jouw eigen website met JouwWeb